ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንናይ የካቲት 11 በዓል ዝዉዕል ዝተፈለላዩ ናይ ሕትመት ዉፅኢታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክረክብ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 14, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 16, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጥሪ 16, 2012 11:02 ደ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ናይ ንግዲ ፍቃድን ፣ ቲን ቁፅሪ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን

2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 13/05/2012 ዓ/ም ክሳብ ዕለት15/05/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ኣብ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ትግራይ ዕደጋ ክፍሊ ይኽፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 47 15

ድሕሪት
ጨረታ መደብ