ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ባጅ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 7, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 8, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 8, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ በቲ ዘርፊ ዘለዎ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም

4 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት

5 ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኩም ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምኻንኩም እናገለፅና መወዳደሪኩም ሽም ፣ ኣድራሻ ፣ ናይ ትካልኩም ማህተም ፣ ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖታ ካብ ዕለት 06/05/2012ዓ/ም ክሳብ 08/05/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ከተቅርቡ ትክእሉ

6 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 08/05/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ይክፈት

7 ናይ ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 65 70

ድሕሪት
ጨረታ መደብ