ማሕበር ልምዓት ትግራይ በዝሒ ዘለዎም ናይ ሽንት ቤትን ዲናሞ ኣቁሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 6, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 8, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 8, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • ህንፃ መሳርሒ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ናይ ቫት ቲኦቲ ዝተመዝገብኩምሉ፣ ናይ መቕረባይነት

3 ተወዳደርቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ 05/05/ 2012 ክሳብ 08/05/ 2012 ዓም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከበ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ

4 እቲ ፕሮፎርማ 08/05/2012 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኩሎም ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 40 69 44

ድሕሪት
ጨረታ መደብ