ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ብናይ ሰፍትኔት በጀት ፀፀር /ጀሃያ፣ ሑፃ ፣ ሓሸዋ ምሩፅ ሓመድ እምኒ ናይ መንደቅ ንሃርድ ኮርን ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 30, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 30, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ፀፀር ፣ ሓሻዋ ፣ እምኒ ፣ ሙሩፅ ሓመድ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ በቲ ዘርፊ ዝተመዘገበ

2 መለለዩ ቲን ናምበር ዘለዎ መቕረባይነት ዘሐደሰ

3 ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ብእዋኑ ዲክለር ዝገበረሉ ድክላራስዮን ከቕርብ ዝኽእል

4 ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 21/04/2012ዓ/ም ክሳብ 30/04/2012ዓ/ም ይኸዉን

5 ፕሮፎርማ ዕለት30/04/2012 ሰዓት 3፡00 ተዓፀዩ ሰዓት 3፡30 ይክፈት

6 ፕሮፎርማ መኸበሪ ብር 5000ብስፒኦ ጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

7 ሰዓራይ 10 ሚኢታዊ መኸበሪ ዉዕሊ ከትሕዝ ዝክእል

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 46 64 01 72

ድሕሪት
ጨረታ መደብ