ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕቃባ ንብረትን ምምሕዳርን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ብቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልማት ክይዲ ስራሕ ህንፀት ልምዓት መስኖ ካብ GSF በጀት ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ጣብያ በለስን ጣብያ ማይ ጥምቀትን ንስራሕ ሓባር ዒላ ምንዋሓ ካናል መስኖ አገልግሎት ዝዉዕል አብ ናይ ማይ ተንከፈ ዝተወፈረሑ ሕጋዊያን ነጋዶ ናይ ኮንስትራክሽን ንግዲ ትካላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 15, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ወረዳ