ወረዳ ላዕለይ ማይጨዉ ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕድጋን ንበረት ምምሕዳርን ንናይ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ልምዓት መስኖ ካብ ዝተመደበሎም ናይ ፕሮግራም ምጥንካር ስርዓተ ምግቢ ኣብ ጣብያ ለሳልሶን ሐወሳን 15 ናይ ሐባር ዒላ ኣብ ማይ ተንክፈ ስራሕቲ ንዝተዋፈሩ ሕጋዊያን ናይ ማይ ህንፀት ትካላት ብምልክታ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 4, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ላዕላይ ማይጨዉ