ተዓፅዩ
ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ መስሕባትን ግልጋሎትን ክልልና ዘላልዩ ጋይድ ቡክ ትግርኛን ናይ ጠረጴዛን ኣውደ ኣዋርሕን /ካላንደር/ ከሐትም ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 10, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 10, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ