ተዓፅዩ

ትካል ኒው ሚሊኒየም ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ኣብ ሒሳብ መዝገቡ ዘለው ተከፋልን ተኣካብን እናንተከባለሉ ዝመፁ ናይ ሒሳብ ስራሕቲን ብናይ ደገ ኦዲት ክገብር ስለዝደለየ ናይ ኦዲት ሙያ ፍቃድ ዘለኩም ትካልና ኣብ ዘውፅኦ ናይ ጨረታ ማስታወቂያ እትሰርሕሉ ዋጋ ብንፁር ብምጥቃስ ክሳብ 07/09/2011ዓ/ም ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኣታዊ ገይርኩም ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 7, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 7, 2011 2:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማሕበር ህንፀት ዎርክ ሾፕ ሓፂንን ዕንፀይትን መቐለ ብዝብል ሽም ዝፍለጥ ማሕበርና ኣብ መቐለ ከተማ ብብረታ ብረት ዕንፀይትን ስራሕቲ /Metal and Wood work/ ተዋፊርና ንርከብ፡፡ በዚ መሰረት ኣብ እቲ ዝተጠቀሰ ቦታ ዝስራሕ ንምህናፅ ዘድለየና ኣብ ብሎክ 8 ዘድሊ ልዕሊ ቢም ስራሕቲ ንምስራሕ ስለንደሊ ነዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት ተማኡ ካብ ደረጃ 8 ልዕሊኡን ኮንትራክተራት ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ብክብሪ ንዕድም፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 3, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 3, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.06)162.61 (0.06)
180.90 (-0.08)182.71 (-0.08)
24 (0)24.39 (0.03)
9.78 (0)9.87 (-0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 27, 2019