ተዓፅዩ
መስተካከሊ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓውዜን ናይ ሞተር ሳይክል ሰፔር /መለዋወጢ ኣቅሑት ዕለት 18/08/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ዝክፈት ዝነበረ ብምክንያት ናይ ጎይታና መድሓኒትና ኢየሱስ ክርስቶስ በዓል ስቅለት ንዕለት 23/08/2011 ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ይክፈት፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 23, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 23, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ