ተዓፅዩ

መባእታዊ ሆስፒታል ማይ ፀብሪ ንኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ስሩዕ መንግስታዊ በጀትን ዉሽጣዊ ኣታዊ በጀትን መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ደንቢ ክዳን ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ ክዕድግን ከስርሕን ስለዝደሊ ተጫረቲ ክትጫረቱ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 1, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 1, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ4,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለን ምምሕዳርን ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ዋንነቱ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ ኣክሱም ካብ ሪፈራል ሆስፒታል ናብ ሓድሽ ኢንዳስትሪ ዞን ዝስራሕ ፀፀር መንገዲ ፕሮጀክት ኮድ AAX/CW/0112 ንምስራሕ grevel . rued/01 12 ንምስራሕ ብደረጃ 8ተ Rc/Gc ደቂቅ ብርኪ ንግዲ ፍቃድ ትካላት ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ትካላት ንግዲ ደቀቅትን ኣናሽተይን ኮንስትራክሽን ማሕበራት ሕብረት ሽርክናን ውልቀ ደኣንትን ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማለኡ ነጋዶ ክትወደደሩ ንዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 30, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 30, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኤጄንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ዓቕሚ መዕበይ ስራሕቲ ማለት እዉን ምድብ 1 Development Mobile Web based Application and Mobile Application (Mobile App) ብብርኪ ክልል ጨረታ ኣወዳዲሩ ከማዕብል ይደሊ ስለዚ ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቃሕታት እንተነኣሰ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ተጫረቲ መምርሒ ክተማልኡ ይግባእ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 6, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 6, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ30,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.06)162.61 (0.06)
180.90 (-0.08)182.71 (-0.08)
24 (0)24.39 (0.03)
9.78 (0)9.87 (-0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 27, 2019