ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለ ምምሕዳርን ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት ቀበሌ 04 ዝርከብ ሓዱሽ ተፋሳስ ድሬኔጅ ሎት 1 ካብ ጥዕና ጣብያ ሜዳ ዓጋመ ናብ ኮብልስቶን ሎት 4 2010ዓ/ም ዝተሰርሐ ሎት 2 ካብ ሓድሽ ኮብልስቶን ሎት 4 2010ዓ/ም ዝተሰርሐ ናብ ባር ለዉሂድ ብዉልቀ ደኣንት ማለት አዉን ሽርክና ማሕበራት ብደረጃ 8 ኣናእሽተይ GC/BC ኮንትራክተር በናይ በጀት ኣጨሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 14, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 14, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ80.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ንባንኪ ግልጋሎት ዝዉዕል ባንኮኒ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 1, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 1, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.06)162.61 (0.06)
180.90 (-0.08)182.71 (-0.08)
24 (0)24.39 (0.03)
9.78 (0)9.87 (-0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 27, 2019