ሰላም ናይ ህዝቢ መመላለሲ ኣ/ማ መቐለ ቅርንጫፍ ቤት ፅሕፈት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሕን ብግልፂ ጨረታ ንምሻጥ ስለዝደለየ ድልየት ዘለኩም ተጫረቲ ነቲ ንብረት ኣብ ታሕቲ ዝተጠቀሰ ሰዓት መፂኹም ብምርኣይ እትገዝእሉ ናይ ጨረታ ዋጋ ነቶም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ መሰረት ጌርካ ንሕድሕድ መደብ ንብረት ኣብቲ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ዋጋ መቕረቢ ቅጥዒ መሊኡኩም ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቮሎፕ ኣብቲ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳጡን ከእትዉ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 12, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ