ተዓፅዩ
ኣብ ኩሓ ሆስፒታል ግቢ ዘሎ ረጊድን ቀጢንን ጠቕላላ ኣብቲ ግቢ ዘሎ ዕንፀይቲ መፂእኻ ብምርኣይ ብፕሮፎርማ ኣጫሪትና ክንሸይጥ ስለዝደለና ምግዛእ እትደልዩ ተጫረቲ ብፖስታ ብዝተዓሸገ ናይ ዋጋ መቕረቢ መሊእኹም እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 04/01/2013ዓ/ም ጀሚርኩም ክሳብ ዕለት19/01/2013ዓ/ም ናብ ዕደ/ንብ/ፋይ/ም/ር ቑፅሪ 48 ምቅራብ ትኽእሉ እኩም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 19, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 19, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ1,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ