ተዓፅዩ
ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግድን ኢንዳስትሪን ሆርን ኣፍሪካ ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ (2B+G+15) ፣ ሓወልቲ (2B+G+15) ፣ ሓድነት (B+G+8) ዝርከቡ ፕላን ዝፀደቐሎም ናይ ሪል እስቴት ቦታታት ስራሕቲ ህንፀት ኣብ ሰለስቲኦም ቦታታት ንምስራሕ ስለዝደለና በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎም ተወዳደርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 26, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 26, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢ ሎቱ ይፈላለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ2,500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ