ዕቋርን ልቓሕን መሓዙት ኣብ ከተማ መቐለ 1 1 ኣብ ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ፍሉይ ቦታ ጅብሩኽ ዝርከብ ቤዝመንት+ግራውንድ+10 : 2ይ ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ፍሉይ ቦታ ሚዘር ዝርከብ ቤዝመንት ግራውንድ 11 ፕላን ዝፀደቐሎም ቦታታት ቀዳማይ ብርኪ ስትራክቸር ስራሕቲ (first phase) ቤዝመንት+ግራውንድ+2 ስራሕቲ ህንፀት ኣብ ክልቲኦም ቦታታት ንምስራሕ ስለዝደለና በቲ ዘፈር ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎም ተወዳደርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 27, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ