ቤት ፅሕፈት ልምዓት ምምሕዳርን ፋይናንስን ወረዳ ላዕለዋይ ቆራሮ ንናይ ወረደ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ዘፈረ ቁጠባዊ ልምዓት ከይዶ ሰራሕ ህንፀትን መስኖ ግልጋሎት ዝዉዕል ብፕሮግራም ምጥንካር ስርዓት ምግቢ foofd system program resinance program በጀት ኣብ ጣብያታት መሳሕል ኮለፈረሃን ኣብ ማይ ተንከፍ ስራሕቲ ፍቃድ ዘለዎም ኮንትራክተራት ብምልክታ ጨረታ አወዳዲሩ 08 ናይ ሓባር ዒላ ክሰርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 24, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ላዕላይ ቆራሮ