Closed
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓዲ ሓቂ ኣብ ዝ/የ ቤት ትምህርቲን ሴክተር ኣብያተ ፅሕፈትን ኣብ ክ/ከተምኡ ዝርከቡ ዝ/ዩ ናይ ቢሮ ኣቅሑትን ሓፂን መፂንን ዝበለ ናይ ተምሃሮ ዴስክን ናይ መኪና ጎማታትን ቅያራትን ሰፔራትን ኣብ ዝ/የ ብርኪ ንዘለው ኣብቲ ዘርፊ ንዝተዋፈሩ ሕጋውያን ነጋዶ ደኣንት /ሕ/ሽ/ማሕበራት/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 3, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 4, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ