Closed
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን 1ይ ወያነ ኣብ ገረብ ፀዶን ሃፀይ ዮሃንስ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዝርከብ ዝተፈላለየ ዘገልገሉ ናይ ቤት ትምህርቲ ዝኣረጉ መፅሓፍትን ዝ/ዩ ኣቅሑትን ኣብቲ ዘርፊ ንዝትዋሩ ሕጋውያን ነጋዶ ደቀቅትን ኣናእሽተይን ንግዲ ትካላት /ደኣንት/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 25, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 25, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ