Closed
ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን 2008 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ብርክት ዘበሉ ቀወምቲ ኣቕሑት፣ ኤለክትሮኒክስ ከምሰርቪስ ፣ ኮምፒተራትን ላፕቶፕ: ፕሪንተራት ፣ ቢመር ዝአመሰሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደለይ ስለዚ ዝምልከተኩም ትካላት በዚ ዝስዕብ ረቁሓ መሰረት ክትወዳደሩ ይዕድም::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 5, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 5, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ