ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንኣብያተ ፅሕፈት ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጅን ንልምዓተ ሕርሻ ገጠርን ንሓለዋ ጥዕና ወረዳ ራያ ዓዘቦ ብናይ ገበርቲ ሰናይን በጀት ኣቁሑ ኤለክትሮኒክስ ፣ኣቁሑ አብያተ ፅሕፈት ፣ ስረሕቲ ስትራክቸር ማይ ማለት እዉን ሬተይን ዋልን ካነልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝግዝ ከስርሕን ይደሊ ስሊዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ እዞም ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ዝተዓሸገ ፖስታ ንክተቅርቡ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 9, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 9, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎ መከዳ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ንኩለን ቤት ፅሕፈታት ን 2008 በጀት ዓመት ጠቅላላ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት : ናይ ፅሬት አቁሑት : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት:ቀወምቲ ንብረት ወይ ከዓ ፈርኒቸር ናይ መኪናን ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቁሑት : ናይ ሕትመት አቁሑትን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ናይ ጉልበት ዋጋ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ወይ ከዓ ከፀግን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 26, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 26, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ጨረታ መደብ

ዋጋ ሸርፊ

#መሸጢመግዝኢ
160.99 (0.01)162.60 (0.01)
180.26 (0.33)182.06 (0.33)
24 (0)24.26 (0.01)
9.66 (0.02)9.75 (0.02)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ መስከረም 29, 2019
s