Closed
ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ማእከል ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ማእከል ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ኣቁሑት ኤለክትሮኒክስ አቁሑተ ኣበያተ ዕዮ መለዋወጢ ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ሰለዝደሊ ቀፂሎም ዝዝርዘሩ ረቀሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 5, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 5, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታኣክሱም
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ