Closed
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ቡራሸለና ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላዩ ኣቅሑት ብመደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ፈርኒቸር ፣ አሌክትሮኒክስ፣ መኪና ሰርቪስ ፣ ከጫርት ወይ ድማ ከገልግል ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 12, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 12, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ