ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይን ህንፀትን ኣብ 2016 ዓም ካብ ባንኪ ዓለም UIIDP ብዝተረከበ በጀት ኣብ ከተማ ዓዲግራት ናይ ደግም ህንፀት ቤት ማዘጋጃ ካዳስተር ህንፃ ስራሕቲ ንምስራሕ ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከቡ ደረጃ 9 ኣናሽተይ BC / GC ብርኪ ስራሕ ፈቃድ ንዘለዎም ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዉልቀ ኮንትራክተራት ወይ ደኣንት ሽርካና ማሕበር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 28, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዓዲግራት