ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳርን መጓዓዝያን ወረዳ ዓዴት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፀትን ዲዛይንን ስራሕቲ ህንፃን ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ በዓል ዋና ጥዕና ክልል ትግራይ ዝኮነ ኣብ ጣብያ ዓዲቀበቀሊ ዝርከብ ጥዕና ጣብያ ሓደ ብሎክ ወይ ድማ ህንፃ MCH1 ኣብ መላእ ትግራይ ትርከቡ ብደረጃ 8ተ BC/GC ብርኪ ፈቃድ ኣናእሸተይ ንግዲ ትካላትን ኮንስትራክሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 4, 2013 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ናዕዴር ዓዴት