ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስተራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ከተማ ሰቲት ሑመራ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012 በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ሰቲት ሑመራ ብቤት ፅሕፈት ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ከተማ ሰቲት ሑመራ ኣብ ቀበሌ 04 ናይ ጉድኣት ኩናት ተጋደልቲ መንበሪ ገዛ ሎት1 ን ሎት2 ነንበይኖም ን2ተ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብደረጃ 8ተ ብርኪ ፈቃድ ማለት እዉን GC BC ደቀቅቲ ንግዲ ትካላት ማሕበራት ኮንስትራክሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ስለዚ ክትሳተፉ እትደልዩ ተጫረቲ ነዞም ረቋሕታተ ኣማሊእኹም ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 2, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ሰቲት ሑመራ