ይሓ ሪል እስቴት ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ኣብ ቅድሚት Semi Basement+G+6 ህንጻ ይሓ ሲቲ ሰንተር ዝርከብ ናይ መኪና መዕረፊ (Parking) ጽገና፣ ናይ ኣካል ጉዱኣት መደያየቢ ምምሕያሽ(Modification of Ramp for disables) ፣ ኣብ 3ይ ፍሎርን 6ይ ፍሎርን ህንጻ ይሓ ሲቲ ሰንተር ዝርከብ ዓይኒ ምድሪ (toilet) ንኣካል ጉዱኣት ብዝጥዕም መልክዑ ንምምሕያሽን ንምጽጋንን ደረጃኡ ብዝሓለወ ህንጸት ብስራሕ ተቋረጽቲ(contractors) ኣወዳዲሩ ከስርሕ ወሲኑ ኣሎ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 1, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ