ተዓፅዩ

ቤት ማዛጋጃ ከተማ ፍረወይኒ መስመር ፅርግያ ካልኦትን ናይ ኤሌክትሪክ ገመዳትን፣ ከም ኣንቡላንስ ፣ ቫላንስ ፣ ሲሰስ ሆልደር ፣ ይግናይተር በዓል 3ተ ተርሚናል ፣ኮንታተር በዓል 75 ዋት ፣ ፎቶ ሴል 15 ዋት ፣ ኤል ኢዲ ኣምፕል 100 ዋት ጆ ምስ መብርሃቲ ፓዉዛ ምስ ሙለእ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትዋዳደሩ ንዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 4, 2013 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 4, 2013 5:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን እንዳባጉና ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ብመንግስቲ ዝተመደበ ሱሩዕ በጀት ንዝተፈላዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ናዉቲ መሳርሒ ህንፃ ፣ ናዉቲ ሓፂነ መፂን፣ ኣቁሑ ኤሌክትሪክ፣አቁሑት ሳኒተሪ ኢንስታይሌሽን ፣ ናዉቲ ዳህሳስ ፣ ክራይ ሰርቪስ መኪናን፣ ናዉቲ ሞተር ሳይክልን ሳይክልን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 2, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 2, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

መበእታዊ ሆስፒታል ሃ/ሰላም ንበጀት ዓመት 2013ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ቆምትን ሃለቅትን አቁሑት ብግልፂ ጨረታ ክንዕድግ ስለዝደለና ሎት 1 ፅሕፈት መሳርሒ ሎት 2 ፅሬት ኣቅሑት ሎት 3 ህንፃ መሳርሒ ሎት 4 ማይ ኣቅሑት ሎት5 ኤሌትሪክ ኣቅሑት ሎት 6 ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ሎት 7 ቃሚ ንብረት ሎት 8 ናይ ተሽከርካሪ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ስለዝደለየ ንክትጫረቱ እትደልዩ ነጋዶ ንክትጨረቱ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 4, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 4, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ጽርሐ ኣርያም ቅዱስ ገብሪኤል ካቴድራል ናይ ቤተክርስቲያኑ መእተዊ ዋና በሪ ብ3ተ ኣንፈት ማለት ብደቡብ ፣ ብምብራቕ እና ሰሜን ኣንፈት ብዘመናዊ መልክዕ ንምስራሕ ዘድልዩ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሪክ ሳኒተሪነ ኣቅሑት /ማተርያል/ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንክዕድግ ወሲኑ ኣሎ ስለዙይ ብዉሳኒኡ መጠረት ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ እዚ ምልክታ ካብ ዘወፀሉ ዕለት 13/02/2013ዓ/ም ጀሚሩ እስካብ ዕለት 21/02/2013 ዓ/ም ሰዓት 12፡30 ናይ ንጉሆ እትወዳደርሉ ናይ ጨረታ ሰነድ ብዝዓሸገ ፖስታ ናብ ሰበካ ጉባኤ ቤት ፅሕፈት ብምእታዉ ክትወዳደሩ ከምትክእሉ እናገለፅና ብዕለቱ 21/02/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 1፡00 ናይ ንጉሆ ድማ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ጨረታ ይክፈት

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 21, 2013 7:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 21, 2013 7:02 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ድብድቦ ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ መብራህቲ ናዉቲ ኣቅሓ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ስራሕቲ ፈርኒቸር /ጣዉላ/ ፅሬት መሳርሒ ፣ ህንፃ መሳርሒ ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝምልከቶኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 3, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 3, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.06)162.61 (0.06)
180.90 (-0.08)182.71 (-0.08)
24 (0)24.39 (0.03)
9.78 (0)9.87 (-0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 27, 2019