ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዮ ዘገልገሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 28, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 29, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሐበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ዘገልገሉ ንብረታት ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 7, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 7, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ1,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሞያ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉን ዝአረገን ንብረታት ኣቅሑ ብግልፂ ኤጀንሲ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 11, 2010 6:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 11, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ500.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

መቐለ ሆስፒታል ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 12, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 13, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.97 (-0.21)162.58 (-0.21)
180.71 (0.05)182.51 (0.04)
24 (0)24.35 (-0.03)
9.8 (0.01)9.9 (0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2019