ተዓፅዩ
ደደቢት ትካል ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ንኡስ ጨንፈር መቐለ ደቡብ ሰሌዳ ቁፅሪ 1 00867 ትግ ኣገልግሎት ታክሲ ዓይነት ተሽከራካሪ ኣውቶሞቢል፣ሞዴል 100A፣ ሞተር ቁፅሪ A10 415976፣ሞተረ ጉለበት ሲሲ 1171 ዝኾነት ታክሰሲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክንሸይጥ ስለዝደለና ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ንከትወዳደሩ ተኽእሉ ምዃነኩም ንገልፅ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 23, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 23, 2011 2:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ