ተዓፅዩ
ትካልና ዲቢኤል ኢንዱስትሪ ሓ.ዝ.ው.ማሕበር ደረጃ “B”ን “ C”ን ተረፈ ምህርቲ (Knitting rags) በዝሒ 250 ኩንታል ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ። ሰዓርቲ ናይ 03 (ሰለስተ) ኣዋርሕ ኩንትራት ክኣስርን ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ኣብ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 15, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 15, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታኩሓ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ