ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ኣብ 2010 ዓም ካብ ዝተፈላለየ ቤት ዕዩ ዝተፈላለዩ ዝተወገዱ ሓፂን መፂን ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 6, 2010 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 6, 2010 5:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ዝተሰባበሩ ናይ ዴስክ (መቀመጢ ተምሃሮ) ሓፂን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 19, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 19, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ዝተፈላለዩ ሞዴል ዝኮና ዝኣረጋ መካይን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 26, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 26, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት 1ይዙር ዕደጋ ዝተፈላለዩ ንብርት ብምድብ ሎት መቂሉ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 9, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 9, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ኣብ ወረዱ ንዘለዋ አብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ን2010 ዓም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኣናእሽተይ ናይ ኣቁሑት ቢሮ : ኣቁሑ ፅሬትን : ኤሌክትሮኒክስን : ዉፅኢት ስራሕቲ ጣዉላ : ናይ ሕትመት ስራሕትን ናይ :ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 6, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 6, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋናይ ሕትመት :ስራሕቲ ጠዉላ: ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት ና ሞተር ሳይክል መለዋወጠ ኣቅሑትን 3000 ቅርሺ ንኤሌክትሮኒክስ ን ፅሕፈት መሳርሒ 5000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ን ዘለዎ ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቁሑት ናይ ፈርኒቸርን ካልኦት ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 17, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 17, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.97 (-0.21)162.58 (-0.21)
180.71 (0.05)182.51 (0.04)
24 (0)24.35 (-0.03)
9.8 (0.01)9.9 (0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2019