ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2010 ዓም ዋንነቱ ናይ ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ዝኮነ ብናይ ስደተኛታት ተፅዕኖ ምንካይ ልማዓት ፕሮጀከት ብዝተሓዘ በጀት ኣብቲ ወረዳና ኣብ ዝርከባ ጣብያታት ዕደጋ ሕበርት: ስምረት: ሰላም: ሕፃፅ :ማይ በርበረን 9 ናይ ሓባር ዒላ ኤሌክትሪኒክስ ኣቅሑት ኣብያት ፅሕፈተ ማለት እዉን ፈርኒቸር ፖርፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 4, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ኣስገለ ፅምብላ