Closed
ቤት ፅሕፈት አገልግሎት መስተ ማይ ፋሳሲን ከተማ ሸራሮ ነቲ ቤት ዕዩ ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረት ናይ ኤሌክትሮኒክስ: መሳርሒ ህንፃ : ናይ ማይ ኣቀሑት ትቦታት መገጣጠምን : መለዋወጢ ኣቅሑት ጀነሬተር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 6, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 6, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ