Closed
ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ንናይ ቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሲኖትራክ ዓባይ መኪና መለዋወጢ ኣቀሑት ንናይ ሎደር ዓባይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ካብ ናይ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ግልጋሎት ክረክብን ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 27, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 27, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዓዲግራት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ