ቤት መዘጋጃ ዓዲ ዳዕሮ ኣብ በዓት ዓመት 2017 ዓም ናይ ከተምኡ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ መዋቅራዊ ፕላን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 1, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 1, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ150,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ3,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ልምዓት እቶት ኦፍላ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ፕሮግራም ስራዓተ ምግቢ ወይድማ ፉድ ሲሰተም ሪዛይላንስ ፕሮግራም ኤስአሰስፐኣለኢ ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሐደ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ሎት ክልተ ናይ እንስሳት መድሓኒት መገልገሊ ኣቅሑት በቢሎቱ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ብፕሮግራም ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ኤፈኤስኣርፒ ብዝተረከበ በጀት ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 25, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 26, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታኦፍላ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ምልክታ ሊዝ ጨረታ ዙር ጨረታ 32 ዓይነት ጨረታ መደበኛ ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምሕደራን ትሕዝቶን መሬት ከተማን ከይዲ ስራሕ ምሕደራ አጠቃቅማ መሬትን ከተማ ዓድዋ ናይ ከተማ ቦታ ብሊዝ ጨረታ ንምምሕልላፍ ኣብ ዝተቀመጠ ኣዋጅ ቁፅሪ 721/2004 ዓንቀፅ 8 ንኢስ ዓንቀፅ 1 ካብ ፊደል ተራ ሀ ክሳብ ሰ ብዝተዘርዘረ መሰረት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎታት ማለት አዉን ባዕል ክልተ ኮኮብ ሆቴል ዲቦ ዝዉዕል ዝተደለወ ቦታት ብግልፂ ጨረታ ንተጫረቲ ከመሓላልፍ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 22, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 22, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታዓድዋ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ3,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.82 (-0.1)162.43 (-0.1)
180.94 (0.43)182.75 (0.44)
24 (0)24.29 (0)
9.78 (0.05)9.88 (0.05)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሶኒ ጥቅምቲ 9, 2019