ትካልና ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ኤሌክትሪክ ማተሪያልስ ኮፐር ዋየርስ : ፓወር ኬብል ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 18, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 18, 2017 4:15 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ወረዳ ላዕለይ ማይጨዉ ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕድጋን ንበረት ምምሕዳርን ንናይ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ልምዓት መስኖ ካብ ዝተመደበሎም ናይ ፕሮግራም ምጥንካር ስርዓተ ምግቢ ኣብ ጣብያ ለሳልሶን ሐወሳን 15 ናይ ሐባር ዒላ ኣብ ማይ ተንክፈ ስራሕቲ ንዝተዋፈሩ ሕጋዊያን ናይ ማይ ህንፀት ትካላት ብምልክታ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 4, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 4, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንፅገና ሽቃቅ እቲ ቢሮ ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 6, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 6, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.82 (-0.1)162.43 (-0.1)
180.94 (0.43)182.75 (0.44)
24 (0)24.29 (0)
9.78 (0.05)9.88 (0.05)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሶኒ ጥቅምቲ 9, 2019