ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልል መንግሰቲ ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ህንፃ ካብ ምድሪ ክሳብ 6ይ ፎቅ ዝርከቡ ክፍልታት አናእሽተይን ዓበይትን ኣዳራሻች፣መስኮት፣ወናብር፣መዓፁ፣ኮሪደራት በኣጠቃላሊ አቲ ግቢ ሓዊሱ ብግልፂ ጨረታ ንደቀቅትን ኣናእሸተይን አወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ዘኣክል ከምኩነታቱ ከናዋሕ ዝኽእል ኣውትኮርሰ(out cource) ናይ ፅሬት ግልጋሎት ፣ናይ ካፍተሪያ ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ ከወዳድር ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 23, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ