Closed
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ንኣብያተ ቤት ፅሕፈቱ ወረዳ ዓደዋ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ፅሬት : ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ብስክሌት : ሕትመት: ጎማ መኪና : ስሚንቶን መሳርሒ ህንፃን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 29, 2011 3:15 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 29, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዓድዋ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ4,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ