Closed
ሎላ ችልድረንስ ሆም ንዘካይዶ ህዝባዊ መዋጮ ምስ ብሄራዊ ሎተሪ ብምትሕብባር በዓል 10.00 ብር ቶምቦላ ሎተሪ ትኬት ኣሐቲሙ ክሸይጥ ይደሊ።ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተጫረቲ ናይ ሓደ ትኬት ዋጋ ብምጥቃስ በዓል 100 ቆፅሊ ትኬት ዝሓዘ 2000.00 (ክልተ ሽሕ) ፓድ ዋጋ ብምምላእ ንክወዳደር ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 15, 2011 10:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 15, 2011 10:31 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ