Closed
ትካልና ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ዓይደር ፍሉይ ቦታ ዓዲ ሕሩስ ዝርከብ ሳይት ናይ ተፋሰስ ስራሕ ከስርሕ ስለዝደለየ ብደረጃ 8ን ልዕሊኡን ኮንትራክተራት ኣወዳዲሩ ምሉእ ናይ ንብረትን ኢድን ነበይኑ ናይ ኢድ ዋጋ ከስርሕ ይደሊ፤ በዚ መሰረት ነዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ንዕድም፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 9, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 9, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00
ዝወፀሉ መዓልቲ