ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር ህንፀት ዎርክሾፕ ሓፂንን ዕንፀይትን መቐለ ኣብ ክ/ከተማ ዓይደር ዝርከብ ናይ ህንፀት ስራሕቲ ክሳብ ሐዚ ማለት ክሳብ መሰረት ዝበፅሓሉ ናይ ኮንስትራክሽን መጠን /Performance Audit/ ብሰብ ሞያ መማከርቲ ሲቢል ምንድስና ኣወዳዲሩ ከጫርት ስለዝደለየ እዚ ዝምልከተኩ ናይ መማከርቲ ደረጃ 8ተን ልዕሊኡን ንክትጫረቱ ንዕድም፤ ኣብ እዚ ጨረታ ክትሳተፉ ኣካላት፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 2, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ