Closed
ቢሮ ማይን ማይን ኢንርጅን ክልል ትግራይ ካብ ካብ UNSF ብዝረከቦ በጃት ኣብ ከተማ እናደባጉና ንህንፀት ስራሕቲ መስተ ማይ ዝዉዕል ዕደጋ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ስለዝደለየ ደረጃ 5 ልዕሊኡን ዝኮንኩም ሕጋዊያን ኮንትራክተራት ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 19, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 19, 2017 3:15 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ500,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ1,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ