ቤት ፅሕፈት ህንፀት ምምሕዳር መጎዓዝያ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይንን ስራሕቲን ህንፀት ንናይ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዘፈር ቁጠባ ከይዲ ስራሕ ኤክስቴንሽን ካብ ፕሮግራም ምጥንካር ስርዓተ ምግቢ FSRP ካብ ዝተመደበ በጀት ኣብ ጣብያ ደብረ ብርሃን ኣብ FTS ናይ ዝስርሑ ህንፃታት ፕሮጀክት ቤት ፅሕፈት ሓፁር ቤት መናፅሂ መሰልጠኒ ኣዳራሽን ስቶርን ኣብ ስራሕቲ ህንፀትን ንዝተወፈሩ ናይ ህንፃ ኮንትራክተራት BC ወይ ናይ ጠቅላላ ኮንትራክተር GC ንግዲ ትካላት ብምልክታ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 2, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ላዕላይ ማይጨዉ