ቤት ማዘጋጃ ወረዳ ማይ ካድራ መሬት ብሊዝ ጨረታ ናብ ተጠቀምቲ ከማሓላልፍ ይደሊ 1 ንመንበሪ ኣጐልግሎት ዝዉዕል 38 ብሎት2 ዘመናዊ ሆቴላት ካልኦትን ኣጎልግሎት ዘዉዕል 28 ብሎት 3 ንመዋእል ህፃናት ኣጎልግሎት ዘዉዕል 1 ብሎት እቲ ቤት መዛጋጃ 68 በሎታት ኣዛጋጂዩ ንተጠቀምቲ ከብፅሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Mekele
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/