ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ፋይናንስን ወረዳ ጎሎ መከዳ ን 2017 በጀት ዓመት አብ ወረዱኡ ንዝርከብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑትን : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 27, 2017 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 8, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ጉሎመከዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 8, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ፅሕፈት መሳርሒ 15000 ብር ፡ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 5000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ Electronic Equipment & Accessories/ Stationery Supplies/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ጉሎመኸዳ ን2017 በጀት ዓመት ኣብ ወረድኡ ንዝርከብ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑ፣ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ(ክገዝእ) ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 25, 2017 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 8, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ጉሎመከዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 8, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑ 15,000፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑ 10,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ Electronic Equipment & Accessories/ Stationery Supplies/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናንስን ወረዳ ጉሎ መከዳ ን 2017 በጀት ዓመት አብ ወረዱኡ ኣብ ዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታት ንዝርከባ ዝተፈላለያ ዓይነት ሞዴል ዘለዎን መካይን ሰርቪንስን ፅገና ንምግባር ናይ ባዕል ሞያ ጋራጅ ግልጋሎት ንምቅራብ ዝተፈላላለያ ዓይነት ሞዴል ንዝለዎን ሞተር ሳይክላት ሰርቪንስን ፅገና ንምግባር ናይ ባዕል ጋራጅ ሞያ ግልጋሎት ንምቅራብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ወይ ከቅርበ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 5, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 15, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ጉሎመከዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 15, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንናይ መከይን ግልጋሎት ፅገና ሰርቪስን ባዕል ሞያ ጋራጅ 10000 ቅርሺ / ዓሰርተ ሽሕ ቅርሺ / ፡ ንናይ ሞተር ሳይክልግልጋሎት ፅገና ሰርቪስን ባዕል ሞያ ጋራጅ 5000 ቅርሺ / ሓሙሽተ ሽሕ ቅርሺ /
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ Motorcycle Maintenance/ Vehicle Maintenance/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ጉሎመኸዳ ን2017 በጀት ዓመት ኣብ ወረድኡ ኣብ ዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታት ንዝርከባ ዝተፈላለየ ዓይነት ሞዴል ዘለወን መኻይን ሰርቪስን ዕገናን ንምግባር ናይ በዓል ሞያ ጋራጅ ግልጋሎት ንምቕራብ፣ዝተፈላለየ ዓይነት ሞዴል ንዘለወን ሞተርሳይክላት ዕገናን ሰርቪስን ንምግባር ናይ በዓል ሞያ ግልጋሎት ንምቕራብ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ(ከቕርብ) ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 2, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 15, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ጉሎመከዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 15, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ Motorcycle Maintenance/ Vehicle Maintenance/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ጉሎመኸዳ ን2016 በጀት ዓመት ኣብ ወረድኡ ንዝርከብ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ(ክገዝእ) ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 14, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 28, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ጉሎመከዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 28, 2016 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ Electronic Equipment & Accessories/ Stationery Supplies/

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ወረዳ ጉለመኸዳ ከተማ ፋፂ ፣ ቀወምቲ ኣቅሑት ፈርኒቸር ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ሃለቅቲ ኣቅሑት ፅሬት፣ ኣቅሑት ህንፃ መሳርሒ፣ ሃለቅቲ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ ናይ ማይ መጋጣጠሚ ኣቅሑት ስለዚ ነዚ ዝስዕብ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 3, 2013 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2013 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ጉሎመከዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2013 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ Cleaning & Janitorial Equipments/ Construction Material, Equipment and Machinery/ Electronic Equipment & Accessories/ Office Furniture/ Stationery Supplies/ Pipes and Fittings & Fixtures/ Water Engineering Machinery, Equipment & Tools/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ጉለመኸዳ ን2013ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ወረድኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ዝርከባ ዝተፈላለያ ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ መካይን መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 27, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 14, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ጉሎመከዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 14, 2013 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ Cleaning & Janitorial Equipments/ Electronic Equipment & Accessories/ Car Spare Part/ Motorcycle Spare Part/ Stationery Supplies/ Printing & Publishing Service/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ጉለመከዳ ን2013ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ወረድኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ዝርከባ ዝተፈላለያ ዓይነት ሞዴል ዘለዎን መካይን ሰርቪስን ፅገናን ንምግባር ግልጋሎት በዓል ሞያ ጋራዥ ንምቅራብ ዝተፈላለያ ዓይነት ሞዴል ዘለዎን ሞተር ሳይክላት ፅገና ሰርቪስን ንምግባር ግልጋሎት በዓል ሞያ ጋራዥ ንምቅራብ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ፎቶ ኮፒ ማለት አዉን ቅዳሕ ንክረክባ ናይ ፎቶ ኮፒ ግልጋሎት ንምቅራብ ከምኡ ድማ ኣብ ክልቲኤን ኣበያተ ፅሕፈት ፖሊስ ማለት እዉን ኣብ ወና ወረዳ ቤት ፅሕፈት ፋፂን ኣብ ኑኡስ ወረዳ ሰነያ ቤት ፅሕፈት ፖሊስን ብዝተፈላዩ ምክንያት ብገበን ተጠርጢሮም ንዝርከቡ ናይ ሕጊ ተሃነፅቲ ቀለብ ንምቅራብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 25, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 6, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ጉሎመከዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ነሓሰ 6, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ Food Items Supply/ Motorcycle Maintenance/ Vehicle Maintenance/ Printing & Publishing Service/

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ ጉለመኸዳ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ፋፂ ዋኑነቱ ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ ፋፂ ዝኮነ 2ይ ፌዝ G+3 ዝኮነ ቤት ፅሕፈት ህንፃ ብደረጃ GC/BC 7ተ ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ስራሕ ፍቃድ ዘለዎም ተካናተርቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 10, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ጉሎመከዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 10, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 120,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ House & Building Construction/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎመኸዳ ኣብቲ ወረዳ ዝርከቡ ካብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ዝተኣከቡ ኣብ ኣጎልግሎት ክዉዕሉ ዘይክእሉ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ንብረት ብጨረታ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለ ዝደሊ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትጫረቱ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 20, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 4, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ጉሎመከዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 4, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ Other Sale/ Used Items Sale/