...GA1G3FL060962 ናይ ተሽከርካሪ ሞዴል JGAB2L184 መኪና መለዋወጢ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕግድ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 20, 2018 (16 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 3, 2018 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲ ሹ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ሚያዝያ 4, 2018 05:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ማዘጋጃቤት ከተማ ዓድሽሁ ናይ ብስፔስፊኬሽን /ዝርዝር መጠንን ዓይነት ማተርያል/ መሰረት እቶም ዝስዕቡ ንብረት ማለት እውን ሀ-RIR ሞተር ሳይክል 180 CC ባዓል ኽልተ ጎማ ምስ ሙሉእ አክሰሰሪ አጫሪቱ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 1, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 11, 2018 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲ ሹ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 11, 2018 05:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/

ኣብ ወረዳ እምባ ኣላጀ ንመባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ ሹ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኮርኒስን ግድግዳን ቀለም ፣ደንቢ ልብስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 3, 2012 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲ ሹ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሚያዝያ 3, 2012 08:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ዓዲሽዑ ደብረ ብረሃን ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተክርስትያን ሓድሽ ህንፃ ኣብ ምህናፅ ይርከብ። በዚ መሰረት ነቲ ሓድሽ ህንፃ ቤተክርስትያን መስርሒ ዝኸውን ናይ 96 ዝተፈላለዩ መሳኹቲ ብረት ማዕፆ ስራሕ ኣወደዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ።ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተወዳደርቲ ዘይምለስ 100 ብር ብምኽፋል ጨረታ ሰነድ ካብ ደብረብረሃን ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተክርስትያን ዓዲሽሁ ህንፃ ኮሚቴ ብምወሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 24, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲ ሹ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 24, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

ህዝቢ ክርስትያን ብምትሕብባር ቤተ ክርስትያን ኣብ ምህንፃ ይርከብ ስለዚ ህንፀቱ ንምዝዛም ዝተረፉ ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ንምስራሕ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 9, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 24, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲ ሹ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/