ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ዓዲጉደም ናይ ኤሌክትሪክ ኬብል(ገመድ)ን ቁርፅራፅ ሓፂንን ዘገልገለ ትቦን ብግልፂ ጨረታ ክሸጥ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 2, 2018 6:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲ ጉዶም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 2, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 6,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናስን ንብረት ምም/ርን ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ከም ኤሌክትሮኒክስ፤ሐፂነ መፂን ፤ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑ ፤ናይ ቢሮ ኣቁሑትን ብሓራጅ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 22, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ኣቑሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 8, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 19, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 20, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ትካል ማእኸል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ መቐለ ዓበይትን ቁርፅራፅ ሓፂንን ኣብ ግልጋሎት ዝወዓለ ስባር ዊልቸር ኣሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 12, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 12, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝማሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብ ዘለወኦ ልዑል ምህርቲ ፀባ ዝህባ ሆልስቴን ፍርዥያን ዓሌት ምሩፃት ዓሌት ከፍቲ ብምኽንያት ዕበት ደንበ ከፍቲ ቀኒሱ ክሸይጥ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 17, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 17, 2018 3:40 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10.000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ማይጨው ስራሕቲ ፓርቲክስ ቦርድ ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ዝተፈላለዩ ኣብ ረብሓ ዝውዓለን ዘይውዓሱን ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ደደሊ፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 28, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 3, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 3, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኣካዳሚ ፖሊ ንተግባራዊ ትምህርቲ ግልጋሎት ይጥቀመሎም ዝነበሩ ናይ ዎርክ ሾፕ ኣቅሑ /ብረታ ብረት / ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፦

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 27, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 3, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 4, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2%
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኣካዳሚ ፖሊ ንተግባራዊ ትምህርቲ ግልጋሎት ይጥቀመሎም ዝነበሩ ናይ ዎርክ ሾፕ ኣቅሑ /ብረታ ብረት / ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፦

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 27, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 3, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 4, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2%
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ማሕበር ደናግል ደቂ-ፍቕሪ ትግራይ መተሓባበሪ ቤት ፅሕፈት ኣብ ትሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ-ክርስትያን ሰበኻ ዓዲግራት ኣብ ከተማ መቀለ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ዝርከብ ዋንነቱ ናይ ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቐሪ ዝኾነ ቀፅሪ ግቢ ዝርከብ ባህር ዛፋ አሪቱ ክሸይጭ ይደሊ ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 3, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 4, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/

ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ማይ ከተማ ነበለት ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ማለት እዉን ዝአረጉ ጋልቫናይዝድ ትቦታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 23, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 3, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ነበለት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 3, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/