...ትግራይ ኣብ መቐለ ክፍለ ከተማ ቐዳማይ ወያነ 14፣ ኣብ ክፍለ ከተማ ሰሜን 2፣ ብድምፅ 16 ንድርጅት ግልጋሎት ዝውዕሉ ንመሸጣ ዝቐረቡ ኣባይቲ ምስ ሙሉእ ሒዝቶኦም መሬቶም ንምግዛእ ድልየት ዘለዎም ውልቀ ሰባት፣ ውልቀ ነጋዶ፣ ግዚያዊ ሽርክና ማሕበር፣ ህጋውያን ማሕበራት፣ ናይ መንግስቲ ትከላት ልምዓትን ትከላት ንግድን ንኽወዳደሩ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 23, 2018 (6 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 1, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (2 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 1, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20,000.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ናይ ከተማ መቀለ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት ቀበሌ 04 ስፍሓት 250 ሜካሬ ገዛን ቦታን ብጨረታ ንክሽወጥ ኣዚዙ ኣሎ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 30, 2018 (29 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 2, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 2, 2018 6:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 25%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ቤት ፍርዲ መቐለ ክ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ኣብ መቐለ ዝርከቡ ክልተ ቦታታት ብጨረታ ንክሽወጡ ወሲኑ ኣሎ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 8, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 17, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 17, 2018 6:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10 %
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ቤት ፍርዲ ቀዳማይ ወያነ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ 1 ወያነ ጣብያ ሆሳእና ስፍሓቱ 325 ሜትር ካሬ ባዓል ሓደ ደብሪ ከምኡወን ኣብ ከተማ መቐለ ክ /ከተማ ሓድነት ጣብያ ስምረት ቀጠና ዳያስፖራ ስፍሓቱ 250 ሜትር ካሬ ባዓል ሓደ ደብሪ ብጨረታ ንክሽየጥን ንክሽወጥ ወሲኑ ኣሎ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 17, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 17, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 17, 2018 6:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ትካልና ሸባ ሌዘር ኢንዳስትሪ ሓ/ዝተ/ው/ማሕበር ናይ ውልቀ ሃፍቱ ዝኾነ ኣብ መቐለ ሰሜን ክ/ከተማ ፍሉይ ሽሙ ላጪ ጥቓ ቲሹ ካልቸር ዝርከብ ሓደ ዓብይ መጋዝንን ንቤት ፅሕፈት ዘገልግሉ 6ተ ክፍልታትን ዝሓዘ 1500 ካ.ሜ ስፍሓት ቦታ ብዘለዎ ኩነታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 28, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 6, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 6, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/ ካልኦት ዝሽወጡ/

ማእከላይ ቤት ፍርዲ መቐለ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሰሜን ጣብያ ኢንዱስትሪ ዝርከብ 140 ሜትር ካሬ ስፍሓት ገዛን ቦታን ብመበገሲ ዋጋ 2,963,469.24 (ክልተ ሚልዮንን ትሸዓተ ሚኢትን ሱሳን ሰለስተን ሽሕን ኣርባዕተ ሚኢትን ሱሳን ትሸዓተን 24/00 ብር) ብጨረታ ንክሽየጥ ኣዚዙ ኣሎ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 12, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 19, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 19, 2018 6:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ቤት ፍርዲ ቀዳማይ ወያነ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ጣብያ ሆሳእና ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሓድነት ብያ ስምረት ቀጠና ዳያስፖራ ዝርከቡ 2 ቦታትት ብጨረታ ንክሽወጡ ኣዚዙ ኣሎ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 9, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 15, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 15, 2018 6:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ስፍሓቱ 93.30 ዝኾነ ብጨረታ ንክሽየጥን መበገሲ ዋጋ ብር 22,000,000.00 (ዒስራን ክልተን ሚልዮን ብር) ስለዝተደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 14, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 16, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 16, 2018 6:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 25%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ሓራጅ ናይ ገዛ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ 1 ወያነ ጣብያ ሃረያ ቀጠና 9 ፖሊስ ኮሚኒቲ 100 ሜትሮ ውርድ ኢልካ ዝርከብ ስፍሓቱ 240 ሜ/ካሬ ዝኾነ ብመበገሲ ዋጋ 4,334,579.50 /ኣርባዕተ ሚልዮንን ሰለስተ ሚኢትን ሳላሳን ኣርባዕተን ሽሕን ሓሙሽተ ሚኢትን ሰብዓን ትሽዓንተን ብርን ሓምሳ ሳንቲም/ ዝኾነ ብጨረታ ክሽወጥ ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ኣዚዙ ኣሎ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሰነ 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 16, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 16, 2017 6:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/