...ል ትግራይ ብዕለት 21/8/2018 ዓም ብቁፅሪ ተፈ 16B26 ብዝተዉሃቦ ተሽከርክርት ናይ ምዉጋድ ዉክልና መስረት ዝተፈላለያ ዝተበላሸዋ ሞትር ሳይክልን መኪናን ንምዉጋድ ብጨረታ አወዳደሩ ክይሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 22, 2018 (ቅድሚ ሓደ መዓልቲ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 29, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (6 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: ላዕላይ ቆራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 29, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

...ት ዝሃቡ ዝነበሩ ዝተፈላለዩ መካይንን ናይ መካይን ክፋላት ንብረታት ብሓራጅ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 20, 2018 (3 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 30, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (7 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 30, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

... ኣቅሑት ብዝቀረበ ዝርዝር መሰረት አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ትካላት ዉልቀ ሳባትን ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 13, 2018 (10 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 25, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ዳርጋ 1 መዓልቲ ቐርዩዎ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 25, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ናይ ሓራጅ ምልክታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ኣብ ቤት ፅሕፈቱ ምምሕዳር ከተማ ኮረም እትርከብ ሓንቲ ዝተበላሸወት አዉቶ ሞቢል መኪናን ፡ ሓድሽ ናይ ማይ ሞተር መስሓቢ ፓምፕ ብሐራጅ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 27, 2018 (26 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 10, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኮረም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 10, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት እናሃቡ ዝነበሩ ዝተፈለላዩ ንብረታትን ብኮኒታ ጉድአት ዝብፅሐን ሎት ሐደ ተሽከረከርቲ ትራከተን ኒሳን መኪናን ከምእዉን ናይ መኪና ቁርፅራፅ : ሎት ክልተ ሞተር ሳይካልት ሎት ሰለሰተ : ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስ ኮምፒተር ፕሪንተር ፎቶ ኮፒ ማሸን ካልኦትን : ሎት ኣርባዕተ ፈርኒቸራት : ሎት ሓሙሸተ ናይ ፈርኒጂ ፅሕዲታትን ናይ ማይ ሮቶታትን ብቲ ተመሓይሹ ዝወፀ ቁፅሪ 255/2007 በዚ መምርሒ ብሐራጅ ኣጫሪቱ ንብረት ከወግድ ስለዝደሊ ዝኮነ ይኩን ዉልቀ ሳብ ወይከዓ ትካል ክጫረት ክምዝክእል ነፍልጥ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 24, 2018 (29 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 2, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኦፍላ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 2, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ሎት ሐደ 50000 ብር ሎት ክልተ 30000 ሎት ሰለሰተ 20000 ብር ሎት ኣርባዕተ ሓሙሸትን ድማ 10000 ብር
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቅድስቲ ማሪያም ሆስፒታል ኣክሱም ኣብ ዉሽጢ ቀፅሪ ዝርከብ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ መካይንን ዓበይቲ ጀነሬተራትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 24, 2018 (29 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 28, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 28, 2018 3:45 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ካብ ኣብያት ፅሕፈት ወረዳ ኣፅቢ ግልጋሎት ዘይህባ ተሽከርከርቲ : ዝተፈላለዩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 10, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 25, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣፅቢ ወንበርታ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 25, 2018 5:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ተሽከርከርቲ 15000 ቅርሺ: ንካሊእ ንብረት 2000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ኣብ 2018 ዓም ኣብቲ ወረዳ ዝረከበ ዘገልገላ ተሽከርከርቲ : መለዋወጢ ኣቅሑት ተሽከርከርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ትካላትን ዉልቀ ሳባትን ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 28, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 11, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ናዕዴር ዓዴት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 11, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 80,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ቀረብ ማይን ፈሳሲን ከተማ መቀለ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ዘገልገሉ አረጊት ንብረት ማለት እዉን መካይን ሞተራት ጀኔተራት ብመሸጣ ከወግድ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 4, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 18, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 18, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ስምረት ኩለመዳይ ዩኔን ሕ/ስ/ማሕበር ኣብ ከተማ መቐስ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ክልል ትግራይ ኣብ ቀፅሪ ገቢ ጋራጅ አትርከብ ዝተፈላስቦ ኣካላታ ዝተጋደስ ሲኖትራክ መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከሸይፕ ስስዝደሊ ግልፂ ጨረታ ኣውፂኡ ኣሎ፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 19, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 30, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 30, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 42,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና/ማሺን ምሻጥ/