ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ
⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ቢሮ ቁፅሪ 3 ብ300 ቅርሺ ክፍሊት ካብ 10/10/2018 ክሳብ 25/10/2018 ዓ.ም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ምዉሳድ ይክኣል፡፡
* ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ዉሕስና 20,000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብCPO ከተሓዙ ዝግቦኦም ኮይኑ፡ ናይ ዋጋ ፀኒሑ ዝፀንሐሉ ግዜ 15 መዓልቲ እዩ፡፡
* ጨረታ ብ25/10/2018 ዓ.ም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ፡ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይከፈት፡፡
* ሰዓራይ ጨረታ ውፅኢት ምስ ተለጠፈ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ክፍሊት ፈፂሙ ንብረቱ ከልዕል ዝግቦኦ ኮይኑ፡ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0922883981 ምሕታት ይክኣል፡፡

1 ዝኮነ ይኩን ሰብ ኣብዚ ጨረታ ክወዳደረ ዝደሊ ከሉ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ ሰለሰተ ምዉሳድ ይክእሉ

2 ኣብ ሰነድ ጨረታ ናይ ተጫረቲ ንፁር ዝኮነ ሽም ወይድማ ኣድራሻ ቅዳሕ ካርዲ መለለይ መንነት ኣብቲ ሰነድ ጨረታ አተሓሒዞም ክቅርቡ አለዎም

3 ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ካብቲ ሰነድ ጨረታ ወፀኢ ኣብ ካልእ ሰነድ መሊእካ ምቅራብ ተቀባልነት የብሉን

4 ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምከፋቱ መከበሪ ጨረታ ዉሕስና 20000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

5 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረት ቢሮ ቁፅሪ ሰለሰተ 300 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 10 ክሳብ 25/10/2018 ዓም ልዕክ ሰዓት 3:

00 ቅድሚ ቀትሪ ክወሰዱ ይክእሉ

6 እቲ ጨረታ 25/10/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይከፈት እንትከፈት እንተሎ እዋን ኣብ ዉሽጢ ሳንዱቅ ጨረታ ዝተረከበ ፖስታ ብስርዓት ይክፈት

7 ዓይነት ንብረት ዝርዝር መግለፂ ስፐስፌክሽንስ ምስ ምልክታ ጨረታ ተታሒዙ ይርከብ

8 እቲ ንብረት ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ዉቅሮ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሽ ሰዓት ብኣካል ብምቅራብ ምርኣይ ይከኣል እዩ

9 ሰዓራይ ጨረታ ዉፅኢት ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ጠቅላላ ገንዘብ ከፊሉ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ንብረቱ ቀልጢፉ የልዕል እንተዘይኣልዒሉ ዘትሓዞ መከበሪ ዉሕስና ጨረታ ናብ ካዝና መንግስቲ ኣታዊ ይግበር

10 እዚ ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ ን 15 መዓለቲታት ይከዉን

11 እዚ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብመሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

12 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0922883981